ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Jan 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመታዊ ጉባኤ ኣምባሳደራት በምርካብ ናይ ስራሕ መምርሒ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕልዉ ጉዳያት ብስፍሓት ዘቲዩ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴታት ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕልዉ ጉዳያት ብስፍሓት ከምዝዘተዩ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስደተኛታት ተጠቀምቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ዝኾኑሉ ስርዓት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ ይግባእ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኮርፖሬሽን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፓርክን ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ሶማሌን ቢሮ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም፡፡ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ስደተኛታትን ተቓላዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ሳልሳይ ሰሙኑ ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ። ተዓወትቲ ድምፃውያን ውድድር ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ኣብ ሓደ ዝተራኸቡሉ እዚ ውድድር÷ ፅባሕ ናይ ምድብ ሓደ 7 ተወዳደርቲ ምስ ባንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓጋዚት ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓጋዚት ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ቫለሪ ጓርኒየሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገብሮም ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጠመተ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጃፓን ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 7 ክብ ክብል ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ቅድም ክብል እናሰርሓሉ ዝነበራሉ ስምምዕነት ትራንስፖርት ኣየር ኣመሓዪሸን፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ቢሮ ሲቪል ኣቪዬሽን ክፍሊ ትራንስፖርት ኣየር ጃፓንን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ተገሊፁ Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ፓርቲ በልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ጥንኩር ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምምዝጋብ ተኻኢሉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት ዕቤት ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታትን ኣንፈታትን ብምሃብ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኦም ካብ 13 ክሳብ 17 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሳሊጦም። እቲ ኣኼባ፥ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡውን እዋናዊ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም Desta Jan 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም። ማእኸላት ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና መትከልን ስርዓት ኣሰራርሓን ምትኽኻእ ኣመራርሓ መሰረት ብምግባር ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መዛዘሚ ኣኼባ ንኣይተ ደመቀ መኮነን ብሙሉእ ድምፂ ኣፋንዩ።…