ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንክቕፅል ተሓቲቱ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ደገፍ ኣጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብዝገበርዎ ርብርብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ፥ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ካብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና -ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪን…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ኝስ ጉጅለ ትራንስፖርቲን ኢነርጂን ባንኪ ዓለም ዘቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ትራንስፖርት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ትራንስፖርት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤተ መንግስቲ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጃፓንን ዩኒሴፍን ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 38 ሚልየን ብር ፅገናን ምስፍሕፋሕን ኣብያተ ትምህርቲ ከሳልጡ ኢዮም Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ መንግስቲ ጃፓን(ጃፓን)ን ዩኒሴፍን ብሓባር ብምዃን ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣቢያ ነጋሽ ብልዕሊ 38 ሚልየን ፅገናን ምስፍሕፋሕን ኣብያተ ትምህርቲ ከምዘሳልጡ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ብሄራዊ ማእኸል እፅዋት ሲንጋፖር ኣብ ዝተሳለጠ ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሲንጋፖር ፈላማይ ዕለት ዑደቶም ኣብ ብሄራዊ ማእከል እፅዋት ባህላዊ እፅዋት ናይ ምስያም ስነ ሰርዓት ተሳቲፎም። ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ፋሬሲን፥ ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ንፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ፋሬሲን ጣሊያን ፎርም ወርክ ኣልሙኒየም ንፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኩንትራት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎን ዋና ዳይሬክተር ኩባንያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሆቴልን ካልኦት ኣገልግሎታት ቱሪዝምን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ በዓል 5 ኮከብ ሆቴልን ካልኦት ኣገልግሎታት ቱሪዝምን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም። ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ሳዑዲን ንዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጄኔራል ኣበባው ዝተመርሐ ልኡኽ ጂቡቲ ኣቲዩ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ጂቡቲ ተረኺቡ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ንምርካብ ጂቡቲ ኣቲዩ። እቲ ክብረ በዓል ሚኒስትር ምክልኻል ጂቡቲ ሓሰን ኦመር መሓመድ ሓዊሱ ላዕለዎት…