ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ፣ ልውውጥ ባህሊ ወዘተ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ብግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ጁንግ ኣብ ከልቲኣዊን ጉዳያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሃመድ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዝዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም 2025 ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ መረፃ ኣፔክስ መገደኛታት ናይ 2025 ኣፍልጦን ሽልማትን ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ከምዝረጀኸበ ኣፍሊጡ። ሽልማት ደረጃ ኣርባዕተ ኮኾብ መገዲ ኣየር ዓለም ብልዕሊ ሓደ ሚሊየን ዝተረጋገፁ ናይ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ሺንትስ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ደቡብ ኮሪያ ዝኾነ ሺንትስ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሳልጦ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ቁፅሪ ሰራሕተኛታቱ ናብ 30 ሺሕ ንምዕባይ ፃዕሪ እናገበረ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሓለፍቲ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም። ናይቲ ግድብ ሓፈሻዊ ነባራዊ ኩነታትን ዝተፈላለዩ ክፋላትን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ሓቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ንክተሰናድእ ተሓሪያ Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት(P4G) ንክተሰናድእ ተሓሪያ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ሮቢን ማክጉኪን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ብድሆታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሸገር ኣብ ዘሎ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምርከብ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ውሽጢ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ንምብፃሕን ኢኮኖሚና ንምጥንኻርን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ባይደን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መጥቃዕቲ ንኽፍፀም ፍቓድ እንትህቡ ኢድና ኣፂፍና ኣይቕመጥን – ቭላድሚር ፑቲን Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ተወንጨፍቲ ሚሳኤላት ንሩሲያ ንምውቃዕ ከምትጥቀመሉ ፍቓድ ሂቦም ኣለዉ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ምላሽ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን÷ ሞስኮ ግቡእ ምላሽ ከምትህብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፍሪያት ስርናይ ምሕፋስ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሎም። ስለዚ ኣብዚ…