ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ኣልሙኒየምን ግብርናን ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጰያ ኣብ ዓውዲ ኣልሙኒየምን ግብርናን ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም።
እቶም ሰብ ሃፍቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ዘምድናን ወ/ሮ ያስሚን ወሃብረቢ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…