ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መመርመሪ ማሽን ኢኢጂ ዝተብሃለ ዘውድቕ ሕማም ንሆስፒታላት ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መመርመሪ ማሽን ኢኢጂ ዝተብሃለ ዘውድቕ ሕማም ንሆስፒታላት ኣረኪበን።
እቲ ማሽን መመርመሪ ሕክምና ሓንጎል ብምዃን እውን ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ።
ብቴክኖሎጂን ካሜራን ዝተሓገዘ ምርመራ ብምግባር ግቡእ ሕክምና ንምርካብ…