መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር፣ ኣብ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ።
ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገር…