ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንሰራሕተኛታቶም ብነፃ ምግቢ ዘቕርቡ ኩባኒያታት Desta Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ናይ ሰራሕተኛታቶም ዓቕሚ ፀንቂቖም ንምጥቃምን ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስራሕን ዓሊሞም ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህቡ። ካብ መንጎ እቶም ትካላት ኣብ ዓለምና ዝርከቡ ገዘፍቲ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ፥ ፌስቡክ፣ ጉግል፣ ኣፕል፣ ኤክስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መሊስካ ምልማዕ ደኒን ኣጠቐቕማ ዘላቒ መሬትን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ኮፕ29 ክተቕርብ ኢያ Desta Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሊስካ ምልማዕ ደኒን ኣጠቐቕማ ዘላቒ መሬትን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ኮፕ29 ክተቕርብ ኢያ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ29) ዝሳተፉ ኣባላት ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዘርባጃን ባኩ ኣትዮም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቢሾፍቱ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ንንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱን ኢትዮ ቴሌኮምን ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ቢሾፍቱ ንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምነት ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ኣለማየሁ ኣሰፋ ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መርካቶ እንታይ ኣጋጢሙ…? Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሕደ ሓደ ነጋዶ ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ድንኳንና ክዕፆ ኢዩ ኣብ ዝብል ምድንጋር ይርከቡ። እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ምፅይ፤ ብደረሰኝ ክተዓዳደጉ ዝግበኦም ነጋዴ ብደረሰኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ግልጋሎት ንምምላስ ፅገና ተገይሩለን Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ብሰንኪ ኩናት ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ፖሊስ ጣብያን ቤት ፍርድን ናብ ንቡር ተመሊሰን ግልጋሎት ክህባ ዘኽእል ፅገና ተኻይዱ። እቲ ሰራሕቲ ፅገና÷ ቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ እዋናዊ መደባት ሕርሻ ዕላዊ ገይሩ Desta Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እዋናዊ መደባት ሕርሻ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቢሮ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝወዘዖ ሓበሬታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕርሻ ቀዳምነት ሂብካ ካብ ክዕመሙ ዝግባኦም ተግባራት ምህርቲ ምእካብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ መዘናታቶም ሃገራት ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ወፃኢ ናሚቢያ፣ ጊኒ፣ አንጎላን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ብዘይ ሃገራዊ ምርድዳእ ኣይፀንዕን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መሪሕ ሓሳብ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞሪታንያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ሞሪታኒያ ሞሃመድ ሳሌም ኦድ መርዛውግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ሓበራዊ ጉዳያትን ተረባሕነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…