ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዋይ ትምህርቲን ሩሲያ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዋይ ትምህርቲን ሩሲያ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት፥ ብመትከል ማዕርነት፣ ሓበራዊ ተረባሕነትን ውፅኢታውነትን ብምድራኽ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ልምዓት ላዕለዎት ትካላት ብሓባር ምስራሕ…