ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ዝተጀመረ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ስምምዕነት ብምፍፃ ሰላም ንኸዓስል ቆራፅነቶም ንዘርአዩ ኣመራርሓ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝውውር ሽምን ንብረት ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017(ኤ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ክፍለ ከተማታት ዝርከባ ዝተመረፃ ወረዳታት ንስራሕቲ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ተባሂሉ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝውውር ሽምን ንብረትን ተኣጊዱ። ኤጄንሲምዝገባን ሓሬታን ትሕዝቶ መሬት እታ ከተማ ንፋና ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ኣሎ Desta Dec 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ዝተፈለየ ኣቀባብላ ንምግባር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ማእኸል ኣፍሪካዊያንን ዲፕሎማቲክ ዓለምን፣ ኣርማ ሀብረ ብሄራዊነት…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘነኣ 2 ን 0 ተሳዒራ፡፡ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ናይ ወመዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ቻን ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ሰዓት 11 ኣብ ሊቢያ ቤንጋዚ ስታዲየም…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ እንትሰዓር ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 17 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኦልድትራፎርድ ንቦርንሞውዝ ዘተኣናገደት ማንቼስተር ዩናይትድ 3 ን 0 እንትሰዓር ቼልሲ ምስ ኤቨርተን ነጥቢ ተኸኻላ፡፡ ካብ ሰዓት 11 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቦርንማውዝ ንኽትዕወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ – ሰኚ ነጋሳ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቂ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ስምምዕነት ሰላም ብምፍፃም ኣብ መድረኽ ብሄራዊ ዘተ ንኽሳተፉ ፃውዒት ነቕርብ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ሰኚ ነጋሳ ገሊፆም። ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ኣብቲ ዘተ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ ሰላም ዜጋታት…
ስፓርት ስለሺ ስህን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ስለሺ ስህን ካብ 26 ድምፂ 11 ድምፂ ብምርካብ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብምዃን ተመሪፁ። አትሌት ስለሽ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ኢዩ ተመሪፁ ዘሎ፡፡ እቲ ኣትሌት ንሓጋዚት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም። ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…