Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ክበረታታዕ ዝግበኦ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ክበረታታዕ ዝግበኦ ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዝዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።…

ከይዲ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ሳርቤት ኣደባባይ-መካኒሳ-ፉሪ ሃና ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሳርቤት ኣደባባይ-መካኒሳ-ፉሪ ሃና እናተሃነፀ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከበሉ ከይዲ ከምዝተገምገመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝሓበረኦ፤ ስራሕቲ ልምዓት…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ደረሳ ገለታ 2ይ ደረጃ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ተባዕትዮ ደረሳ ገለታ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ሴባስቲያን ሳዌ ኣብቲ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን÷ ካሊእ ኬንያዊ ኣትሌት ዳኒኤል ማቴኮ ሳልሳይ ወፂኡ፡፡…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ውድድራ ንምዝዛም 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ዛዚማ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጥሩዬ መስፍን ሳልሰይቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ዒፍ ንምክልኻል ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ዒፍ ንምክልኻል ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ፡፡ ስለ ዒፍ ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ስራሕቲ ምእካብ ዝራእቲ ብምውዳድ እናተወገነ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ። እቲ ተመክሮ፥ ኮሚሽነራት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ኣብ ቻይና ቤይጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ድሕንነት ህዝቢ ዋና ከተማታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞንሮቪያ ዝገብሮ በረራ ዳግም  ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ዝገብሮ በረራ ዳግም  ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ገብሪ እቲ ምጅማር፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው፣ ኣምባሳደር ላይቤሪያ ኣብ ኢትዮጵያሉዊስ ሻሬንን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን መገዲ…

ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ለንደን ክካየድ ኢዩ።…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…