ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም። ብምናለ ኣየነው
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ዘቲዮም Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ጂን ሊኩን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ክህሊ ብዛዕባ…
ቴክኖሎጂ ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ጠለበን እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዕዳጋ ዝኣተዋ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ብተጠቀምቲ ጠለበን እናወሰኸ ምምፅኡ ኣቕረብቲ ተሸከርከርቲን ተጠቀምቲን እታ ከተማ ገሊፆም። ዓቕሚ ምክልኻል ብኽለት ድምፂ እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ዕዳጋ ተመረፅቲ ንኽኾና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይን ኤክስፐርታይዝ ፍራንስን ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ተፈራሪማ፡፡ ብቑዓት ሰብሙያ ብምፍራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሞያ ክዋፈሩ ንምግባርን ሰብኣዊ ልምዓት ንምጥንኻርን ዝዓለመ ስምምዕነት ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ዝተፈላለዩ ሰብ ሞያ የመርቕ ኣሎ፡፡ እቲ ሓይሊ ኣየር "ዝተኸበረት ሃገር ዘይድፈር ሓይሊ ኣየር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 89 በዓል መዓልቲ ምስረታኡ እናኽበረ ይርከብ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብረርቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትራንስፖርት ባቡር ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ኣዲስ ኣበባ መመሓየሺ ታሪፍ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ካብ 1 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝግበር ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀላል ባቡር ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ ሸውዓተ አዕቢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ካብ ኣርባዕተ ናብ ሸውዓተ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ካብ 22 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኒውዮርክ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝገብሮ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲና ብልፅግና ብሪፎርም ዝተመዝገቡ ዓወታት ናብ ዝላ ንምስግጋር እናተሰናደአ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 20፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲና ብልፅግና ብሪፎርም ዝተመዝገቡ ዓወታት ናብ ዝላ ንምስግጋር እናተሰናደአ ይርከብ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፀም።…
ቢዝነስ ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ፍሪያታት፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን፣ ኣቕረብቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ቢዝነስ ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሐሻለፉ…