ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሓሳቦም ዘካፈሉ ኣብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ዋና ዳይሬክተር ፖለቲካዊ ጉዳያትን ፍሉይ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ፅምብላ ከተማ ዓዲገብሩ ብልዕሊ 50 ሚሊዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ(ዶክተር) ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ነቲ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ዝኸፈቱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተመያይጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብምንቅስቓስ ዕዉት ስራሕ ከምዝሰርሐ ኣመራርሓ እቲ ኮሚሽን ተዛሪቦም። ብመሰረት እዚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ግቡእ ደገፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ መሪሕነታ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብዓለም ለኸ ዓውዲ ህንፀት መርከብ ንመበል 14 ዓመታት መሪሕነታ ከምዝቐፀለት ገሊፃ። ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመፍረያይነት፣ ሓደሽቲን ኣቐዲሞም ኣብ ዝተውሃቡን ትእዛዛት ጥንኩር ዕቤት እናርአየት ምምፃኣ ኣመስኪራ ኣላ ተባሂሉ፡፡ በዞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ኣኼባ ተወከልቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማትን ኣመራርሓታት እቲ ሕብረት፣ ኣካቢ እቲ ኮሚቴን ኣምባቃደራት ኣብል ሃገራት እቲ ሕብረትን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ገይራ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ማእኸላይ መጠን ዘለዎ ዕዉት ፈተነ ባለስቲክ ሚሳኤል ምግባራ መራኸቢ ሓፋሽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፈተነ÷ ምንቅስቓስ ክፍሊ ኣካል ዓረር እቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ንምምልካትን ብቕዓት ተንቀሳቐስቲ ሞተራ ንምርግጋፅን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…
ቢዝነስ ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 287 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። 140 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ልምዓት ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሰክሪተርያት ዘይተማእኸለ ምሕደራን ዴሞክራተይዘሽንን ግዝያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብስሑል ቻሪቲ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ተወካሊት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ሆስፒታል ስሑል ወ/ሮ የሻምባ መኮነንን ተወከልቲ እቲ ቻሪቲ ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ Desta Jan 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እተን ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክህልዎም ብዛዕባ…