መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
መድሓኒታት ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል ውፅኢት መፅናዕቲ ብሚኒስቴር ጥዕና ንዝምራሕ ስትሪንግ ኮሚቴ ሰንሰለት…