ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምድላው ፖሊሲ ስግግር ፍትሒን ኣብቲ ጉዳይ ኣብ ቀፃሉ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታን ዝጠመተ ዘተ ምክያዱ ሚኒአ,ስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ኣብ ቢሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳግመ ህንፀት ነባራት ኣስፋልት መገድታት ከተማ መቐለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ይሳለጥ ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብ ከባቢ ቐዳማይ ወያነ ዝርከቡ ነባራት መገድታት ነዊሕ ዓመት ግልጋሎት ዝሃቡ ብምዃኖምን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከም ብሓዱሽ ንምህናፅ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ከምዝደብደቡ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ ኢዮም ኣብ ዝበሉዎም ከባቢታ ደብዳብ ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሎሚ መዓልቲ ብጥምረት ስጉምቲ ወሲደን ዘለዋ÷ እቶም ዓመፅቲ ንሰሙናት ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ መጥቃዕቲ እናፈፀሙ ምፅነሖም ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሚሊ ዝተኸፈተ ዓውደ-ምርኢት ዲፕሎማሲ ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሚሊ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸፈተ ዓውደ-ምርኢት ዲፕሎማሲ ሎሚ መዓልቲ ብፓናል ዘተ ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ፓናል ዘተ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ወለዶ ናይ ሓባር ማንነትና ብምፍላጥ ናይ ሓባር ፅባሕ ምህናፅ ከምዘለዎ ተገሊፁ። “ግደ ምሁራን መናእሰይ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ በልፅግና ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት አሀወፅቲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ሃገር ንምህዋፅ ምድላዎም ገሊፆም Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት አሀወፅቲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ሃገሮም ንክፈልጡ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ምድላዎም ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ይኣትዉ…
ስፓርት ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሳን ዲያጎ ዌቭ እናተፃወተት ትርከብ ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና፡፡ በዚ ድማ ጓል 23 ዓመት ኦሚ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካ ፈላመይቲ ተኸላኻሊትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንደር ኢኮ ቱሪዝም ዳንዲ ወንጪ ብምልማዕ ግዙፍ መሰረተ ልምዓት ተሃኒፁ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወንጪ ኩሉ ግዘ ፅሩይ ህያብ ተፈጥሮ ብምዃን ፀኒሓ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በረከት ተፈጥሮ ብምኽባል ብምሕብሓብን ብምምዕባልን ኣብ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ’የመደመር ትውልድ’ ዝህነፅ ሙዚየም ስራሕ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ስራሕ ዝኾነ መፅሓፍ ’የመደመር ትውልድ’ ብምሻጥ ዝህነፅ “ሙዚዬም ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ” ስራሕቲ ህንፀት ከምዝተጀመረ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ህንፀቱ ኣብ 18 ኣዋርሕ ክዛዘም ገደብ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ተገይሩ Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መዳርግቲ ሃገራትን ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይረን። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉምዝን ኣምሓራን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን…