Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ዞባ ደቡብ ዘጋጠማ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕ ሄክታር ዘራእቲ ምሸላ ጉድኣት ከምዘብፅሓ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ሓደጋ የብፅሓ ዘለዋ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ሓረስታይ ዝለዓለ ስግኣት ፈጣረን ከምዘለዋ ተገሊፁ። መበገሲአን ካብ ክልል ኣምሓራ ከባቢታት ኮምቦልቻን ሽዋ ሮቢትን ከም ዝኾና ዝንገረለን ብልምዲ “ዑፍ…

66 ስሩዓት ዘይኮኑ ስደተኞች ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ስሩዓት ዘይኮኑ ስደተኛታት ብክልተ ዙር በረራ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝተገበረ እቲ ኤምባሲ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ብምትሕብባር ከምዝኾነ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ምስ ኢንስፔክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ጀነራል ኣተም ማሮል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ምስ ምስ ኢንስፔክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ጀነራል ኣተም ማሮል ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብቲ እወን ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ትካላት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን መጋቢት 2021…

ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ለውጢ ምርኣይ ተኻኢሉ ኢዩ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ጭቡጥ ለውጢ ምርኣይ ዝትኽኣለሉ ዕዉት መድረኽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም ገሊፆም፡፡ "ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…

5ይ ጉባኤ ሸርፓስ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሸርፓስ (ሶስ-ሸርፓስ) ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ከተማ ኢካተሪንበርግ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ብሩሲያ ኣቦ መንበርነት ዝተገበረ ናይ መወዳእታ ኣኼባ ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሼርፓ ሩሲያን ኣቦ…

ኢትዮጵያ ድንበር ተገርቲ ገበናት ንምክልኻል ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ማእኸል ኦፕሬሽን ዞባዊ ድሕንነት (ሮክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ም/ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ ኣብ ዝገበሩዎ መኽፈቲ መደረ÷ ሮክ ብዛዕባ ስደትን ተተሓሓዝቲ…

ሕብረተሰብ ምስጢር ቁፅሪ ባንኪ ብምቕባል ካብ ናይ ውልቀ ሰባት ኣካውንት ብር ካብ ዝዘርፉ ገበነኛታት ንኽጥንቀቕ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባንኪ ከምዝተደወለ ኣምሲሎም ዝተፈላለዩ ስልኪታት ብምጥቃም ናይ ውልቀ ሰባት ምስጢር ቁፅሪ ባንኪ ብምቕባል ብምጭብርባር ካብ ውልቀሰባት ኣካውንት ብር ካብ ዝዘርፉ ገበነኛታት ሕብረተሰብ ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡…

ሓረስቶት ወረዳ ሓውዜን ካብ ምእካብ ምህርቲ ብተወሳኺ ኣብ ልምዓት መስኖ እናነጥፉ ከምዝርከቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓረስቶት ዝተፈላለያ ጣብያታት ወረዳ ሓውዜን ካብ ምእካብ ምህርቲ ብተወሳኺ ኣብ ልምዓት መስኖ እናነጥፉ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ካብ ልምዓት መስኖ ብዝግባእ ተጠቀምትን ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ እናርኣዩ ከም ዝመፅኡን ዘዘኻኸሩ ሓረስቶት እታ ወረዳ÷ ነዚ ኣብ…

ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ካብ ዑደተኛታት ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተተለመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ሓድግታት ኣኽሱም ካብ ዝበፅሑ ዑደተኛታት ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ተተሊሙ ኣሎ። ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ተወጊኑ ኣጋይሽ ናብታ ከተማ ምእታው ከምዝጀመሩ ሓላፊ…

ህንዲ ንመመሓየሺ ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ንመመሓየሺ ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብማዕቐፍ ብሪክስ ኣቢላ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ራኢ ኣረጋጊፆም፡፡ ህንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ልምዓትን ካልኦት…