ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉ ተምሃሮ ንምፍራይ ምስራሕ የድሊ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተምሃሮ ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉሉ ኮይኑ ክሕንፀፅ ከምዘለዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም።
ሚኒስቴር ትምህቲ "ኣብ ስርዓተ ትምህርት እንታይ ዓይነት ትውልዲ ንህነፅ" ብዝብል ርእሲ ምስ…