ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ምሁራን ገሊፆም።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ተመራማሪን መምህርን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዱጋሳ ሙሉጌታ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ምስ…