Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡ ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡ ይኹን…

ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ። “ዝማዕበለትን ሰለማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም እቲ ኤግዚብሽን ንኣጋይሽ ክፍቲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ…

ልዕሊ 312 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 312 ነጥቢ 56 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ትካላት እቶት መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ የሳልጡ ኣለዉ።…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ÷ "ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ"…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ “ናታ መጥቃዕቲ ናተይ እውን ኢዩ፤ ስቕ ኣይብልን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን  ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ ም/ኣፈ-ጉባኤ…

ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከምዝፈፀመ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ እስራኤልን ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖስ ዝኾነ ሂዝቦህን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እስራኤል…

መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ክልል ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል፥ “ልዕልነት ሓሳብ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…

ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ብኣሰናዳእነት ናይጀሪያ ኣብ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ 2ይ ፌስቲቫል ስፐርት ሓይሊታት ጦር መላእ ኣፍሪካ እናቐፀለ እንትኸውን÷ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ጋንታ…

ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ 8 ነጥቢ ኣስፊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ዝገጠመት ሊቨርፑል 3 ን 2 ብምስዓር መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ፡፡ ዶሚኒክ ሶቦስላይን ሞሓመድ ሳላህ (2)ን ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት እንተመዝግቡ÷…

ኢትዮጵያ 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ንምጥቃም ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንምውዓል እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽንን…