Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ርክብ ኣፍሪካ-ህንዲ ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ርክብ ኣፍሪካ-ህንዲ ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።…

ኢትዮ-ህንዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ልዕሊ ክልተ ሺሕ ዓመታት ዝተሳገረ ኩለመዳያዊ ርክብ ከምዝነበረን ዝተፈላለዩ መዛግብቲ የረድኡ። ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ድማ ብዙሓት ተወለድቲ ህንዲ ንኢትዮጵያ ናይ ናብራ ሕርያኦም ከምዝገበሩ ዝሕብሩ ብዙሓት መርአያታት…

ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።…

ኢትዮጵያ 5ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኽተሰናድእ ተመሪፃ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ኢትዮጵያ 5ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኽተሰናድእ ተመሪፃ፡፡ ‎4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበላ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ ኣብ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ንምስንዳእ ሕቶ ኣቕሪባ ተቐባልነት…

ቀደማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ ባይተ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ፅባሕ ሓበራዊ ኣኼባ ከካይዳ ኢየን። መበል ሻድሻይ ናይ ክልቲአን ኣብያተ…

ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉን ተመሳሲሎም ዝፈረዩን ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ኣብ ኢትዮጵያ ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ፍሪያታት ኣፋውስ ንምክልኻል ዝተሰናደአ…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ነቲ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ 4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር 4 ሜዳሊያታ ወርቂ፣ 3 ብሩርን 5 ሜዳሊያታት ነሓስን ከምኡ እወን…

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘካይደሎም ቦታታት ኩሎም ክሳተፍ ኢየ-ኢዜማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘካይደሎም ቦታታት ኩሎም ክሳተፍ ኢየ ኢሉ ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ)። ኢዜማ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ጠሚቱ ሎሚ መግለፂ ሂቡ። ኣባል ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኢዮብ…

ፎረም መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም መናእሰይ ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ፣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 300 መናእሰይን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተሳቲፎም።…

ቦርድ መረፃ ን45 ንተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ኣፍፈልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡ 45 ተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ሰርቲፊኬት ኣፍልጦ ሂቡ። ነቶም ተዓዘብቲ ኣፍልጦ ዝተውሃበ እቲ ቦርድ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት እንትኸውን፤ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንዝዕዘቡን መለክዒ ንዘማልኡን…