ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ተጀሚሩ Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝተጀመረ ቢሮ ገብርና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየደሉ ተሓቢሩ። ኣብቲ ክልል ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ስራሕ ብዕዉት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ስመኝ ውቤ ዋና ሓባሲት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ብምዃን ተመሪፀን Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወ/ሮ ስመኝ ውቤ ዋና ሓባሲት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ብምዃን ብኣብዝሓ ድምፂ ተመሪፀን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ምክትል እቲ ትካልን ሓባሲ ንብዓት እቲ ዓውዲን ብተመሳሳሊ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሸኮ ” ቲከሻ ቤንጊ” ይኽበር ኣሎ Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሸኮ " ቲከሻ ቤንጊ" ኣብ ከተማ ቴፒ ይኽበር ኣሎ። ቲከሻ ቤንጊ ዝተዘርአ ኣዝርእቲ ካብ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ሓሊዩ ብምብፅሑ፣ ዝተሰቐለ ጎዶ ፍሪያት ብምሃቡን ኣብ ሰላም እቲ ከባቢ ብምንጋሱ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ በዓል ኢዩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዓመፅቲ ሑቲ ብግብረ ራዕዲነት ንክፍረጁ ትእዛዝ ሂቦም Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዓመፅቲ ሑቲ ዳግም ብግብረ ራዕዲነት ንክፍረጁ ትእዛዝ ሂቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሰሜናዊ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሑቲ ኣብ ናይ ወፃኢ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንክካተቱ ኣብ ዝእዝዝ ረቂቕ ፖሊሲ ምፍራሞም ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢንዱስትሪታት 369 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ቀሪቡ Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ንኢንዱስትሪታት 369 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝቐረበ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራን ኣገልግሎትን ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዝበረታታትዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎትን ምሕደራን መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ብመሰረታዊነት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድላውን ትግበራን ሪፎርም ዝበረታታዕ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ዓቢዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ፓርላሜንታዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ አኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዘሎ ፓርላሜንታዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብን ሰላምን ዲማ ኖጎ (ዶ/ር)፤ምስ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስጋር ይስራሕ ኣሎ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓመታት 10 ናይ መንግስቲ ዩኒቨርሲቲታት ናብ ዓርሰ ምሕደራ ንምስግጋር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፁ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ መበል 70 ዓመት በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት 20 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳም ምሸት 35 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ የመናውያን ካፒቴንን ሓጋዚ ካፒቴንን ዝሓዘት ጃልባ ካብ ጂቡቲ ተበጊሳ ኣብ ጥቓ ከተማ ባኒ ኣል-ሃካም ኣል-ሃጃጃህ ከምዝጠሓለት ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ የመን ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ህይወት 9 ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ሕክምና ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 40 ሺሕ ተምሃሮ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ እናተውሃበ ዝርከብ ቢሮታት ጥዕናን ትምህርቲን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምውዳድ "ላይፍ ፎር ዘ ወርልድ" ምስ ዝተብሃለ…