ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ፅገናን ሓለዋን ሓድጊ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ፅገናን ሓለዋን ሓድጊ እናተወገነ ምዃኑ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ሕድሳት ናይ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ሜትር ኣርቲስት ኣፈወርቅ ተክሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳማዕነት እታ ኣህጉር ንምዕባይ ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ከጠናኽር ኣለዎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተሳማዕነት እታ ኣህጉር ንምዕባይ ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ከጠናኽር ኣለዎ ክብሉ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ገሊፀም፡፡ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብቑዓት ፍልፍል ፋይናንስ ዘይምዃነን ሉኣላዊነት እቲ ሕብረት ንኽጠሓስ ምኽንያት እናኾነ ምምፅኡ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ምስ ኩባኒያ ዋንኮ ኢታሊ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ምስ ኩባኒያ ዋንኮ ኢታሊ ጣሊያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ህንፃታት ብሰለጤንን ፅርየትን ንምህናፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ህንፀት በዓል ዋና ንክኸውን ዝገብር ስምምዕ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ስልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ገርሁ ስርናይ ብኣስታት 20 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህር ተመሪቑ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ እገላ ከተማ ገርሁ ስርናይ ብኣስታት 20 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህር ሎሚ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ብምትሕብባር ማሕበር ልምዓት እገላን ትካል ኢማጅን ዋን ደይን ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጥዕና ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣሲስት ኢንተርናሽናልን ሪች ኣናዘር ፋውንዴሽንን ካብ ዝተብሉ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ተረኪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕባ ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ÷ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ እዋን ስረሐን ንዝዛዘማ ኣምባደር ጋምቢያ ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እዋን ስረሐን ንዝዛዘማ ኣምባደር ጋምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃይናባ ጃግኔን ኣሰናቢቶም፡፡ እተን ኣምባሳደር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋምቢያ ዘሎ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ንዘበርከተኦ ግደ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣመስጊኖም፡፡ ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ ተፋኒ ዝነበረት ኣዶ ሓዊሱ 3 ሰባት ብሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ደብረ ብርሃን ዝጓዓዝ ዝነበረ ተሽከርካሪ ደረቕ ፅዕነት ኣብ ከባቢ ጠባሴ እንትበፅሕ መገዲ ስሒቱ ብምውፃእ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ሓደጋ ኣብፂሑ። በቲ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1፡00 ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ርኡይ ለውጢ ተመዝግብ ከምዘላ ተገሊፁ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ርኡይ ለውጢ ተመዝግብ ከምዘላ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ጉባኤ ልምዓት ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ጋንታኣፈሹም ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህነፅ ኢዩ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሓድነት ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…