ስፓርት ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት 7ይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየዱ እንትኾኑ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት 2፡45 ኣብ ቤርጋሞ ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ኮሚቴ ስትሪንግ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ መሰረታዊ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተዋዲድካ ኣብ ምፍታሕን መዳርግቲ ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ሚጌል ሴሳር ዶሚንጎስ ቤምቤን ኣብ ምዕባይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዓዝ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተዓደገ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ንዝቕፅል ዘበነ ምህርቲ ነቲ ክልል 1 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ዝተተግበሩ ሪፎርምታት ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ብመንግስቲ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ማሕበራዊ ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ ክብለዓ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ብልሹው ኣሰራርሓ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ 73 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌብነትን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 73 ሰራሕተኛታት ምምግዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ኣፍሊጡ፡፡ ምምግዳራዊ ስጉምቲ ካብ ሞንጎ ዝተወሰደሎም 25…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ብኸመይ ምስታፍ ይከኣል? Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት መብዛሕትኡ ግዘ ኣክሲዮን፣ ቦንድ መንግስቲ፣ ሰነድ ግምጃ ቤት መንግስቲ፣ ቦንድ ኩባንያታትን ካልኦት ቦንድታትን ናብ ማእኸላይይ ቦታ ብምምፃእ ዝተዓዳደጉሉ መድረኽ ኢዩ፡፡ መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዝውግኑዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ብዙሕ ቀለም ኣብ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ጎንደር ዝመፅኡ ሃወፅቲ ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብቶኒ ብሌየር ኢንስቲትዩት ኣቢሉ ዝተሰናደአን ኣብ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ዝጠመተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትጓዓዓዝ ዝነበረ 325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን፥ “ብፅርየት ናብ ስሉጥ ስርዓት ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…