ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ዓድዋ ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ናውቲታት ሕክምና ተረኪቡ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆስፒታል ዓድዋ ካብ ኣባላት ዓለም ከኸ ምድሓን ሆስፒታል ዓድዋ ዝተለኣኸ ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ዝወደአ ናውቲ ሕክምና ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ኣካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ክንፈ ገብረእግዚኣብሄር፥ ብተወለድትን ፈተውትን ዓድዋ ዝተጣየሸ ማሕበር…
ቴክኖሎጂ ቢትኮይን ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ኣርእዩ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢትኮይን ዝተብሃለ ክሪፕቶከረንሲ ልዕሊ 109 ሺሕ ዶላር ብምብፃሕ ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ምምዝጋቡ ተገሊፂ። ከም ቢትኮይን ዝመሉ ዘይተማእኸሉ ኣማራፅታት ዲጂታል ሰልዲ ዝድግፉ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ሎሚ ምሸት ዝካየድ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ዝተዓወቱ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ብወግዒ ክሽየሙ ኢዮም። እቶም ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ቤተ መንግስቲ ፃዓዱ ዝምለሱ ፕሬዚዳንት፥ ክልተ መጋባእያ…
ቢዝነስ ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚን ሓላፊ ዓውዲ ዕዳጋን ሻፊ ኡመር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን እሱራት ተለዋዊጠን Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝገበርኡ ልውውጥ እሱራት 90 ፍልስጤማውያንን ሰለስተ እስራኤላውያንን ናብ ስድረኦም ተፀንቢሮም። እስራኤልን ሃማስን ድሕሪ ንሰሙናት ዝተገበረ ድርድር ኣብ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ምብፅሐን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ኣብ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ኣኽቢሮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ብድምቀት ኣኽቢሮም። በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማታት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣልኣይን፣ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግን ኣብ ካልኦት ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውሩይ ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ኣርቲስት እንቁስላሴ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ድሕሪ ምፅናሕ ህይወቱ ምሕላፉ ስድራ ኣርቲስቲስት እንቂስላሴ ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም፡፡ ኣርቲስት እንቁስላሴ 30 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታቦታት ናብ መንበረ ክብሮም ይምለሱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ በዓል ከተራ ከካብ ኣብያተክርስቲያናት ብምውፃእ ናብ መሕደሪኦም ባሕረ ጥምቀት ዝኣተዉ ታቦታት ስርዓተ-ጥምቀት ተፈፂሙ ናብ መንበረ ክብሮም ይምለለሱ ኣለዉ። እቶም ታቦታት ካህናት፣ ዲያቆናትን ተምሃሮ ሰንበትን ብመንፈሳዊ ዝማሬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩላህና ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ ክብሉ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓለ ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታትን ሃገራትን ዝመፅኡ ኣጋይሽን ተረኺቦም።