Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2025

ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ንበዓል ጥምቀት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኤምባሲታት ብሪታኒያ፣ ኣሜሪካ፣ ስዊድን፣ ኣውስትራሊያ፣ ጀርመን፣ ጣሊንያን፣ ካናዳን ስዊዘርላንድን ኢዮም ነቲ መልእኽቲ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሲዳማ ብፁዕ ኣቡነ ዮሴፍ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ መኩሪያ መርሻዬን ካልኦት ኣመራርሓ እታ ከተማን ተረኺቦም። ብተወሳኺ ኣቦታት ሃይማኖት፣…

በዓል ጥምቀት ኣብ መልላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብቕዳሰ፣ ፀሎትን ካልኦት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ከም ግብረ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት፣ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ፣ ኣብ…

ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳራት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ አንቋዕ  ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…

ከተራን ጥምቀትን ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተራን ጥምቀትን እንትነኽብር ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ልምዓት ዝህቦ ኣበርክቶ ብምግንዛብ…

ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…

ኣስተምህሮ ጥምቀት ንህንፀት ሃገር ብምጥቃም፣ ባህላዊ ክብሩ ብምጉልባትን ህብረ ብሄራዊነቱ ብምጥንኻርን ነቲ በዓል ነኽብር -ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ጥምቀት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ጥምቀት ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ህብረ ብሄራዊን በዓልና ኢዩ ኢሎም። ኣብ ሃይማኖታዊነቱ፥ ኢየሱስ…