ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ተተኣናግድ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ሎሚ ዘበን እናተኻየደ ዝርከብ ንመበል 15 ግዘ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ብዘፈር ውልቀ ክምራሕ ብዝገብሩ ስጉምቲታት ዓወት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ብዘፍ ውልቀ ክምራሕ ንምግባር ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ለውጢታት ከምዝመፅኡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ማሞ ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሰናደአ ኣብ ዝቐርብ ፕሮግራም ”ኢትዮጵያ ኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮንትሮባንድ ክሰኣን ዝነበረ ልዕሊ 107 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ብምጭብርባር ንግዲን ኮንትሮባንድ መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዐሊ 107 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ኣካይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዴንማርክ ንልምዓት ኢትዮጵያ ምሕጋዝ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ Desta Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ንልምዓት ኢትዮጵያ ምሕጋዝ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ብልእልቲ እታ ሃገር ቤኔዲክቴ ኣስትሪድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዑደት ብምግባር ምስ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዘተ ገይሩ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልዕሊ 57 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተመሪቑ። ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ፀገም መስተ ማይ ዝፈትሕ ዝፈትሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ አብ ስነስርዓት ምረቓ እቲ ፕሮጀክት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ማይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Desta Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፅረት መምሀሪ ክፍሊ ንምቕራፍ ዓሊሙ ብግድስቲ ወገን ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፀቱ ብምዝዛም ሎሚ ተመሪቑ። እቲ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ገንደብታ ነባርነተን ኣብ ሕብራት መንግስትታት ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያን ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሞሓመድ ኤል ኣሚን ሱፍ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝተቐበልዎ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ተዋሂቡ Desta Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ንምትግባር ኣብ ካምፕ ፖላዊስ ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ፀጋታት ማይ እቲ ከባቢ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሸራሮን ከባቢኣን ከባቢ ዘለዉ ፀጋታት ማይ ብምጥቃም 51 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ክብሮም ፍስሃ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ዶሃ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ልኡኽ ድሕንነት እስራኤል ኣብ ጉዳይ እስራኤል-ጋዛ ንምዝታይ ናብ ኳታር ዶሃ ኣቲዩ። ኣቐባሊ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ስምምዕነት ክብፃሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ግምት ከምዘለዎም…