Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2025

ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 451 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር እቶት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ የካይድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም…

ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ከምዘወገደ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተወገደ እቲ 109 ሺሕን 608 ቶን ንመፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘገልገለ ዳይሬክተር ምምሕዳር…

2ይ ዙር ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ብመሰረት ዝተትሓዘሎም ትልሚ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ ኣብ ካልኣይ ዙር ዝተጀመሩ ሸሞንተ…

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ዘሰልጥኖም ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ብዝተፈለለዩ ሞያታት ከሰልጥኖም ዝፀነሐ ልዕሊ 500 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ኮሌጅ 285 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ ኣብ 2012 ዓ.ም ትምህርቲ ጀሚሮም ብሰንኪ ኲናት ትምህርቶም…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሩይ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ መካነ መቃብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ተፈፂሙ። ኣስከሬን ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ኣብ ለገ ጣፎ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ናብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላዊ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒዮምዎም፡፡…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ጎድና ጎድኒ ፍሉይ ጉባኤ ኩለመዳይ ፕሮግራም ልምዓት ሕርሻ ኣፍሪካ (ካዳፕ) ኣብ ዝተገበረ ዘተ፤ ሕርሻ ኣብ ምዝማን፣ ሩባ ኣባይ ብሓባር…

መበል 55 ዓመት ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 55 ዓመት በዓል ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል…

ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቅ ዕጥቂ ሒዞም እናተንቀሳቐሱ ዘነበሩን ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፀገም እናፈጠሩ ዝፀንሑን ጉጅለታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ሓይሊ ፀፅታ እቲ ከባቢ…

ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ…