ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ዕዳጋ ካፒታል ሃና ተኸልኩ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ብዕሊ ትማሊ ዘጀመሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል ከምዘለዎም ኣገንዚበን Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 29 ግዘ ዘሰልጠኖም ስሩዓት ኣባላት ፖሊስ ሎሚ ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ተመሪቖም Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ንመበል ሳልሳይ እዋን ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ኣመሪቖም። እቶም ተመረቕቲ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑን ኣብቲ ስልጠና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬኒያ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኬኒያ ከተማ ክዋቾቻ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ንእሽቶ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እታ ነፋሪት እንትትሕምሸሽ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ከምዝወቕዓቶም ነቲ ኩነታት ዝረኣዩ መስክራት ዓይኒ ገሊፆም። ክልተ ሰባት ብስብርባር እታ ነፋሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ፀፅታ ንምቁፅፃር ምውፋር ድሮናት ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ መድረኽ፤ “ስራሕቲ ምክልኻል ገበን…
ስፓርት መቻል ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ ብመቻል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ መቻል ንኽትዕወት ሽመልስ በቀለ ኣብ መበል 24 ደቒቕ ከምኡ እውን ግሩም ሓጎስ ኣብ መበል 39ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ስሑል ሽረ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ህዝቢታት ንምጥንኻር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ካቶሊካዊት ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ መሓመድ÷ እት ዘተ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ ፀገማት ብምፍታሕ ብሓባር ሰላም እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደራት ሃገራት ኖርዲክ ዘቲዮም Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝቕመጡ ኣምባሳደራት ሃገራት ኖርዌይ፣ ስዊድንን ፊንላንድን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ካምፓላ ኣትዮም Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ካምፓላ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢንተቤ እንትበፅሑ ሚኒስትር ምክልኻልን ጉዳይ ሃርበኛታትን ጃኮብ ማርክሰንስ ኦቦት ኣቀባብላ…