Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ገይረሙለን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ሊቨርፑል መሪሕነታ እተጠናኽረሉ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዎልቭስ ዘተኣናገደት ሊቨርፐል 2 ን 1 ብምስዓር ነጥባ 60 ብምብፃሕ መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ሊቨርፑል ብሸቶታት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ዝወፅአት…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ንምስንዳእ ከምዝሓሰበት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንምክያድ ትልሚ ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም፡፡ ገፖድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ፤ ኣኼባ ኮሚቲ መራሕቲ ንብረት…

ማዳጋስካር ምስ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ተሞክሮታት ብምክፋል ብምትሕብባር ከምተሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪታፊካ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ክልተኣዊ፣ ኣህጉራዊን በዓል ብዙሕ ወገን ሓበራዊ…

ንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንንጉስ ኢስዋቲኒ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ኣጎብኒዮምዎም። ንጉስ ምስዋቲ ሳልሳዊ ኣብቲ እዋን፥ ብዕድመ ፕሬዚዳን ታዬ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ምጉብናዮም ከምዘሕጎሶም ገሊፆም። እቲ ቤተ-…

ቀ/ሚ ዐቢይ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ተዛቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት መፍትሒታት ዘላቒ ልምዓት ኔትዎርክ ሕቡራት መንግስታት ጄፍሪ ዲ ሳች (ፕ/ር) ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሎምቢያ ዳይሬክተር ማእኸል ዘላቒ ልምዓትን ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያን ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዝዛም እናተሰርሐ ይርከብ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝጀመረቶ ከይዲ ኣብ ሓፂር እዋን ንምዝዛም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ…

ዩኒዶ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ) ኣብ ፕሮጀክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ሓዳሽ ንዝተመረፃ ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ማዳ ባዮ (ዶ/ር)ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ቀዳማዊት እመቤት ኣንጎላ ዲኣስ ላውሬንኮ ድማ ምክትል ኣዶ መንበር ብምዃን ተመሪፀን። ቀደማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዝተመረፃ…