ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ፋይሌመን ያንግን ዘቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ምስ ኣመራርሓ ሕቡራት መንግስታት ፅቡቕ ዘተ ምክያዶም ገሊፆም። መስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፈትሒ ንኣፍሪካውያንን ወሎዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዋና ፀሓፊ…
ስፓርት ሎሚ ሸውዓተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ፥ ኣርሰናል ካብ ሜድኡ ወፃእ ምስ ሌስተር ሲቲ ክጋጠም ኢዩ። ማንቸስተር ሲቲ ድማ ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ምስ ኒውካስል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ – ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ፒተር ሳንድስ ገሊፆም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ በቶም ዋና ዳይሬክተር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓውዲ ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ዘቲዮም Desta Feb 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ ማዳ ቢዮ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ፋኦ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንፋኦ) ኩ ዶንግዩን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ዳይሬክተር ጄነራል ኩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣርባዕተ ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ዘኽእሎ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ምስ ፋውንዴሽን ካሊፍ ቢን ዛይድ ኣል-ናሃያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ማህሙድ ኣባስ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። መበል…