Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…

ፕሬዚዳንት ቻድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ መሃመድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ እንኳዕ ዳግም ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ ኢሎም። “ብተደጋጋሚ ንገበርም…

ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ዑመር ጊሌ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ  ዓረብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ  ዓረብ ብራሂም ጋሊ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ሰላምን ልምዓትን ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምትርከብ…

ካቢኔ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 4ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ ካቢኔ ኣብ ኣዋጅ ሰራሕታት መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዝታይ እቲ ኣዋጅ ናብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር እቶት መላኩ ኣለበል  ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ጉባኤ፥…

ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣደስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸን ቀጣናዊን ጉባኤታት…

ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው  ኡማሮ ሲሶኮ ኤምባሎ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ…