Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ድሕሪ ፅባሕ 5ን 6…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለከቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመንግስቲ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ሚኒሰትር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ገንዘንብን ተፀዋዕቲ ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣካይደን። ሚኒስትር ገንዘብ…

ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ። መርሃ ግብሪ ምቕባል ኣጋይሽ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ብማርች ባንድን ብካልኦት…

ዩኤን ውመን ንማዕርነት ስርዓተ ፆታን ደቂ ኣንስትዮ ንምብቃዕን ሓገዙ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤን ውመን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ደቡባዊ ኣፍሪካን ማዳም ኣና ሙታቫቲ ተዛቲየን። እተን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝገበረኦ ዘተ ኣብ ማዕርነት ስርዓተ ፆታን…

ፑቲን ”ኲናት ጠጠው ክብል ይደሊ እየ” ክብሉ ንኣሜሪካ መዘነኦም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት አሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ብስልኩ ተዛቲዮም፡፡ ኒዮርክ ፖስት ብምፅራሕ ኣናዶሉ ኤጀንሲ ከመዝፀብፀቦ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ምንታይ ጉዳይ…

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ኣፍሊጡ። እቲ ጥምር ሓይሊ ክሳብ ሐዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ብብርኪ…

ህንፀት ማእኸል ኮንቬንሽን ኢንተርናሽናል ኣዲስ ደረጅኡ ብዝሓለወ መገዲ ይዛዘም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህንፀት ማእኸል ኮንቬንሽን ኢንተርናሽናል ኣዲስ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ብዝሓለወ መገዲ ይዛዘም ከምዘሎ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ስሉጥ ለውጢ ኢትዮጵያ…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ምድላው ተገይሩ – ብሄራዊ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ዝተማለአ ምድላው ከምዝተገበረ ኣካቢት ብሄራዊ ኮሚቴን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ እቲ ጉባኤ ብዓወት…

ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ኣብዚ ሰሙን ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ለዕሊ 1 ሺሕ ተሳተፍቲ ከምዝርከቡ…