Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዝበፅሕ ጉድኣት ተሓታትነት ምንጋስ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ሎሚ በዶ ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዝበፅሕ ዘሎ ጉድኣት ንምቕናስ ተሓታትነት ምንጋስ ከምዝግባእ ገሊፀን። ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ክልል ኦሮሚያ መስ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ኣባላት ደቂ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሃይድራባድ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ 5ይቲ መብፅሒት መገደኛታት ናብ ዝኾነት ከተማ ሃይድራባድ ካብ ኣዲስ ኣበባ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ 9 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ሃይድራባድ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ዝግበር…

ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ 22 ሺሕ ህፃናት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ህፃናት መሰሎምን ድሕንነቶም ኣብ ምሕላው ጠመተ ንክግበር ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ህፃናት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብዘለዉ ዝተፈላለዩ ኣመራፂታት ንምድጋፍ ብሄራዊ…

7 ሺሕን 831 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብናይ ፅዕነት ኣይሱዙ ተሽከርካሪት እናተዘዋወረ ዝነበረ 7 ሺሕን 831 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ተታሒዙ። እቲ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ፍሉይ ባታኡ ካብ ኣንፎ ኣደባባይ…

ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡሉ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣይተ ከፍያለው ተፈራ... ብመዓር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዋና ተፀዋዒ ጨፌ ኦሮሚያ…

ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ጥዕና ንምዝርጋሕ ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ጥዕና ንምዝርጋሕ ምስ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን፡፡ ኢትዮዽያ ኣባል ዝኾነትሉ ቦርድ ፈፃሚ ስርሓ ትካል ጥዕና ዓለም መበል…

ኢትዮጵያ ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣ ኣገልግሎትን ካልኦት ዓውዲታትንን ቀፃሊ ዝኾነ ዕቤት እናመዝገበት ምዃና ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ገሊፀን። ዓለም ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)…

ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ብምዃን ኣብ…

ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ኣካይድና – ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣመራርሓ ዘፈር ንግዲን ፈጠርቲ ስራሕን ኢትዮጵያ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጂኦርጂዬቫ ገሊፀን፡፡ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንኽመሓየሽ ፅቡቕ ዕድል…

ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዝተርኣየ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሕቲ ሃገራት ዞባ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንኽረኽቡ ዘርኣዩዎ ቆራፅነት ንኻልኦት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ክብ ሚኒስቴር ገዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካን ሕብረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካን ኣብ…