ስፓርት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ዱባይ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1 ስዓት 7ደቒቕን 09 ሴኮንድን ብምእታው ኢያ እቲ ውድድር ቀዳመይቲ ክክትከውን ከምዝኸኣለት ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(ኣይ ኤም ኤፍ) ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ክሪስታሊና ጂዮርጂቫ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒሰተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ ክብሉ ኣባል ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ሳለም ኢትዮጵያ ንሰላም ጎረባብታ ወሳኒ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጤኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጠኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን ዘበል ትፅቢት ከምዘሎ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ካብ 8 ክሳብ 9 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርሜኒያ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሜኒያ ብሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ምስ ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣቀባብላ ተገይሩሉ Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ እንትሳተፍ ዝፀንሐ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነ ስርዓት መደረ ዝገበሩ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ፍርያት ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ኣብ ወርሒ ጥሪ ብዝነቦ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓሮ÷ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ወርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ተወጊዱ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ሆስፒታል በቆጂ ካብ ሓንቲ ኣዶ 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ዝምዘን ፅኪ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ከምዝተወገደ ተገሊፁ፡፡ ጓል 45 ዓመት ኣዶ እቲ ፅኪ ንሓሙሽተ ዓመታት ምስአን ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ፅኪ ብዕዉት ሕክምናዊ መጥባሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ብታክቲካል ኣጠቓቕማ ድሮን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ፖሊስን ሪፐብሊካን ጋርድን ኣመሪቑ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ስልጠና መኮንናት ፖሊስ ሙያዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ነበር ፕሬዚዳንት ጀርመን ሆርስት ኮህለር ቅድሚ ሰሙን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሓበሬታ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡