ቢዝነስ 59 ሺሕን 968 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 59 ሺሕን 968 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ዘበነ ምህርቲ ካብ ዝኸውን 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 632 ሺሕን 965 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ። ክሳብ ወርሒ ሓምለ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ። ኣካያዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ጋሻው፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቶዮ ሶላር ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ሃዋሳ ፈተነ ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ሃዋሳ ብ60 ሚሊየን ዶላር ዝተፈላለዩ ሶላር ፓኔላት ንምፍራይ ዝኣተወ ኩባኒያ ቶዮ ሶላር ጃፓን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ብምዝዛም ፈተነ ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ጉጅለ ሱፐርቪዥን በቲ ኢንስቲትዩት ዝማዕበሉ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝገምገመ እንትኸውን፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ኣልቡሲራ ባስኑርንን ኣምባሳደር ካዛኪስታን ባርሊባይ ሳዲኮቭን ኣሰናቢቶም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኬንያ ንጉጅለ ሸኔ እናፅረየት ከምትርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ኬንያ ፖሊስ ኣብ ግዝኣታ ዝዓስከረ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናይ ምፅራግ ስራሕ እናወገነት ከምዝኸነት ገሊፁ። 'ኦንዶኣ ጃንጊሊ' ዝብል ስያመ ዝተውሃቦ እዚ ልኡኽቶ ኣብ ግዝኣታት ማርሳቤትን ኢሲዮሎን ዝርከቡ፣ ኣብ ልዕሊ ብሄራዊ…
ስፓርት ሉሲታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ንዩጋንዳ መዘነኣ ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡ ሉሲታት ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን ኣብ ካምፓላ 2 ን 0 ተሳዒረን ከምዝነበራ ይዝከር፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባለ መሰረት ዝኾነ ሰላም ምሕላው ሓበራዊ ሓላፍነት ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ መሰረት ዝኾነ ክብሪ ሰላም ምሕላው ሓበራዊ ሓላፍነት ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ኣገንዚቡ፡፡ እቲ ፓርቲ “ንሰላም ኩልና ኣብዚሕና ንደልዮ ኢና፤ ንምዕባለ መሰረት ዝኾነ ክብሪ ሰላም ምሕላው ኢሉ እውን ንዘላቒ ሰላም ብሓባር ጠጠው ምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ወታደራዊ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ይደሊ ኢየ – ኒጀር Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብሚኒስትር ምክልኻል ሪፐብሊክ ኒጀር ሌተናል ጀኔራል ሳሊፎ ሞዲ ምስ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ምትእምማን ዝተመሰረተ ሓድነትን ሓበራዊ ረብሓ ዝሕሉን ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕዙዝ ሃገራዊ ዕቤት ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምቅልጣፍ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣህጉራት ኣፍሪካ ዕዙዝ ዕቤት ኢኮኖሚ ንምምፃእ ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከቀላጥፋ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኤክስቴንሲያ ብምትሕብባር ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ኣብ መፃኢ…