Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ  ጄነራል ሙባረክ…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ  ስልጣኖም ካብ ነበር ኣቦ ወንበር እቲ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዘቲዮም፡፡ ኢትዮጵያን ኩባን ርክብ ዲፕሎማሲኤን…

ዓብዩ ኢፍጣር ጎዳናን ውድድር ቁርኣንን ቀፃሊ ሰንበት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፥ ሃገር ለኸ ሰነ- ስርዓት ዉድድር ቁርኣንን ዓብዩ ኢፍጣር ጎዳናን ሰንበት 7 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሳለጥ ኣፍሊጡ፡፡ “ቁርዓን-ፍልፍል ሰላምን ፍልጠትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ሓደሽቲ መገዲ ምትሕብባር ንምፍጣር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚን ኢንዱስትሪን እስራኤል ኒር ባርካት ተዛትዮም፡፡ ኣብ ምትሕብባር ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን፣ ዘላቒ ዕብየት ከምኡዉን ስግግር ፍልጠትን ሓበራዊ ምዕባለን ጠመተ ብምግባር…

ክልል ትግራይ ናብ ዘየድሊ ቅልውላውን ኲናትን ንከይኣቱ ኩሉ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ናብ ዘየድሊ ቅልውላውን ኲናትን ንምእታው ኣብቲ ክልል ተቐባልነት ዝሰኣነ ኣንጃ ህወሓት ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣተሓሳሲቦም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ኩነታት…

ሓዱሽ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ሓደሽቲ ተመረፅቲ ስልጣኖም ብዕሊ ተረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ የሱፍ ሓዊሱ ሓደሽቲ ተመረፅቲ ስልጣኖም ብዕሊ ተረኪቦም። ኣብ ዋና መቐመጢት እቲ ሕብረት ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ርኽክብ፥ ፕሬዚዳንት ኣንጎላን ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት…

ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ቀጥታ ተረባሒ መስመር ኤሌክትሪክ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ቀጥታ ተረባሒ መስመር ኤሌክትሪክ ከምዝኾነ ኣገለግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነቲ ባቡር ምድሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌከትሪክ ንምቕራብ 39 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ቀጥታ መስመር ኤሌከትሪክ ምዝርግሑ ተገሊፁ።…

ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ቅድሚ ታክስ 9 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ሃብታሙ ሃይለ ሚካኤልን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንክይነግስ ዝግበር ከይዲ ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ብኣግባቡ ምግንዛብ ይግባእ-ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንክይነግስ ዝግበር ከይዲ ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ብኣግባቡ ምግንዛብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ሰላም ንከይነግስ እቲ ህዝቢ ኣብ ዓንኬል ጎንፂ…