ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል እናበርከቶ ዝርከብ ኣስተዋፆኦ ንኢዳ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጄኔራል ስቴፈን ሩሽ ዝተመርሐ ልኡኽ ምክልኻል ፈረንሳይ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ዑደት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ እዋን ዑደት እውን፤ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ኣብ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን ምትእስሳር እናበርከቶ ዝርከብ ዕዙዝ ኣስተዋፆኦ እቲ ልኡኽ ንኢዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ÷ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባኣእታዎም ይፍለጥ። ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ ዓመት ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ሎሬንዞ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ሎሬንዞ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ፕሬዚዳንት ጆኣዎ ሎሬንዞ…
ስፓርት ፋሲል ከነማ ንመቻል ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንመቻል 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢር ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ንጋንታ ፋሲል ከነማ ጌታነህ ከበደ ክልተ ሸቶታት እንተመዝግብ÷ ዝተረፋ ድማ ቢኒያም ጌታቸውን ምኞት ደበበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕግታት እንትወፁ ንሃገርን ህዝብን ዝህብዎ ረብሓ ተፈቲሹ ኽኾን ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደሽቲ ሕግታት እንትወፅኡ ፈለማ ንሃገርን ህዝብን ዝህቡዎ ረብሓ ብግልፂ ተፈሊጡን ተፈቲሹን ክኸዉን ከምዝግባእ ኣፈ - ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ቀወምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኣብ ፓርክ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ፓርክ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዝጠመተ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 43 ጉባኤ መራሕቲ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ተሳሊጡ፡፡ እቲ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ዋና ፅሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ሎሚ መልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)ን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ስፓርት ፓትሪስ ሞትሴፔ ፕሬዚዳንት ካፍ ብምዃን ዳግም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትሪስ ሞትሴፔ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ብምዃን ብዘይተነሓናሒ ዳግም ተመሪፆም፡፡ ደቡብ አፍሪካዊ ወዲ 63 ዓመት ፕሬዚዳንት ካፍ እዚ እዋን ፓትሪስ ሞትሴፔ ዳግም ምምራፆም ስዒቡ÷ ክሳብ 2029 ብፕሬዚዳንትነት ክመርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ንሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ልምዓት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ፖል ዋልተርስ ተዛትዮም፡፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ንግድን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እዉን ኣብ ክልተኣዊ ዕድላት ዕዳጋ ምዝታዮም…