ስፓርት ቼልሲ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ንሌስተር ሲቲ ኣተኣናጊዳ1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ቼልሲ ማርክ ኩኩሬያ ኣብ መበል 60 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሬት ብምውራር ኣብ ልዕሊ ዝተሳለጠ ህንፀት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ባንኪ መሬት ዝኣተወ መሬት ብምውራር ኣብ ልዕሊ ዝተሰርሐ ህንፀት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 2 ናብ ባንኪ መሬት ዝኣተወ 1 ሺሕ ካ.ሜ መሬት ክልተ ውልቀ ሰባት…
ቢዝነስ ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ ናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ስራሕ ካብዝ ዝኣቱ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 7 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ፋብሪካ ተበፃሕነት ንምስፋሕን ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ዘለዎ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕ ባህሊ ንምዕባይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስረታ ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ኣብሲሮም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ተጣይሹ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብቲ እዋን÷ ካብ 2002 ዓ.ም ጀምሮ ማሕበር ኣክሲዮን ንኽጣየሽ ፃዕሪ…
ስፓርት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፖርቹጋል ከተማ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ፅገ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ መንግስቲ ፀገማት ብሰላም ንምፍታሕ ዘለዎ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባር ኣርኢዩ ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ካብ ፅባሕ ለውጢ ጀሚሩ ፀገማት ብሰላም ንምፍታሕ ዘለዎ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባር ከምዘርአየ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር መንግስቲ ቅድሚ ለውጢ ዝነበሩ ስብራታት ፖለቲካ ንምፅጋን፣ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዝኾነ ይኹን ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ከምዘይገበረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝኾነ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ መመሓየሺ ታሪፍ ተግባራ ክገብር ኢዩ ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ብምዃኑ ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ዝግበር ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ከመዘየለ እቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዳማ ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዘኽአለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ከተማ ኣዳማ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስርዓት ኣሰራርሓ መንግስቲ ካብ ምዝማን ሓሊፉ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዘኽአለ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ግሪኽ ኣቴንስ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝተመርሐ በረራ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ግሪኽ ኣቴንስ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዝተመርሐ በረራ ገይሩ፡፡ በዚ ፍሉይ በረራ ናብ ኣቴንስ ዝተጓዓዛ ምክትል ፕሬዚደንት ማርኬቲንግ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ራሄል ኣሰፋ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን እቲ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ስልጣነይ ሓድነት ህዝቢ ንኸጠናኸር ክሰርሕ ኢየ – ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ መበል 72 ኣባ ገዳ ቦረና ብምዃን ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ሎሚ መዓልቲ ተረኪቦም፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ከምኡ እውን…