ስፓርት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ እዋን ልምምድ ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ብጉያ ህይወቱ ብብርኪ ዓለም ንዝድግፍዎን ንዘተባብዕዎን ደገፍቱ ምስጋና ዘቕረበን ዘመስገነ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ÷ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ብዝወሰደቶ መጥቃዕቲ ኣየር ልዕሊ 500 ዓመፅቲ ሁቲ ምቕታሎም ተገሊፁ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ልዕሊ 500 ተዋጋእቲን ኣዘዝቲን ሓዊሱ ምቕታሎም ተገሊፁ፡፡ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ሰንዓ ሓቢሩ ዓል ዓረብያ ከምዝፀብፀቦ÷ ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ ንሰሙናት ኣብ ልዕሊ ዓመፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሰ ምስ ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ኣብ ዝክኣሉሎም ጉዳያት…
ስፓርት ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ንኽትዕወት መሓመድ ኣበራ ብፍፁም ቅላዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ዝተቐመጡ ሸቶታት ምዕዋቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ዝተቐመጡ ሸቶታት ከዕውት ከምዝኸኣለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቢቢሲ “ፎከስ ኣፍሪካ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ብሕልፈት መራሒ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮም ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑዲን ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ተኻይዱ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ኣኼባ ኢትዮ- ሳዑዲ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፅድያ ዝናብ ዝረኽቡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝናብ ናይ ምርካብ ዕድሎም ቀፃሊ ከምዝኸውን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ እዋን ፅድያ ዝናብ ዝረኽቡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝናብ ናይ ምርካብ ዕድሎም ቀፃሊ ከምዝኸውን ኢንስትቲዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኢንስትቲዩት ካብ 13 ክሳብ 22 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ዝህሉ ትንበያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌታትና ብሓይሊ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሌታትና ብሓይሊ መማረፂ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ ክብሉ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራን ውድባት ዲሞክራስያዊ ሕብረት ኢትዮጵያን ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ንልምዓትን ዕቤትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ዝገብሮ ምሕዝነት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ…