Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዘኽበሩ ዕውት ስራሕቲ ተሳሊጦም- ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዘኽበሩ ዕውት ስራሕቲ ምክያዶም ውሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣፍሊጦም፡፡ ኣምባሳደር ነብያት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን…

ኢትዮጵያ 5ይ ኣኼባ ፒ4ጂ ንምስንዳእ ሽግ ብምርካባ ኩርዓት ይስመዓ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዓ.ምፈ ዝካየድ ሓምሻይ ኣኼባ ፒ4ጂ ንምስንዳእ ሽግ ብምርካባ ኩርዓት ይስመዓ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ÷ኣኼባ ሀኖይ ሓምሻይ ይኹን እምበር…

ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ፍኖተ-ካርታ ስርዓት-ምግቢ ኣሰናዲኣ እናተግበረት ከምትርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)” ዘላቒን ንህዝቢ ማእኸለ ዝገበረ ሓምለዋይ ስግግርን ”ብዝል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ 2025 ፒ4ጂ ቬይትናም ጉባኤ ኢትዮጵያ ተመክሮ ስርዓተ ምግባ ኣካፊላ፡፡ ምስ ሓምለዋይ ለውጢ ዝተዋደደ ዘላቒ ስግግር ስርዓት -ምግቢ ብዝምልከት መድረኽ…

ማሕበረሰብ ብናይ ሓሶት ብር ኖት ከይታለል ጥንቃቐ ክገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ብናይ ሓሶት ብር ኖት ከይታለል ኣብ እዋን ዕድጊት ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ኣብ እዋን በዓል ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ…

ሓድነት ክሽርሽሩ ዝኽእሉ ናይ ጎንፂ መበገሲታት ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሐረ በጀት ዓመት ሚኒስቴር ሰላም ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ፤ ትካላዊ ሪፎርምንና ዓቕሚ ምፍፃምን ኣብ ምድንፋዕ፣ ዘላቒ ሰላም ምህናፅ፣ ናይ ሓባር ያታ ኣብ ምስራፅ፣ ጎንፂ ኣቐዲምካ ኣብ…

ቃልሲ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ንወለዶ ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ዝኽሪ ሓወልቲ፣ ሙዚየምን ከምኡ እውን ኣዳራሽ ኢትዮጵያ ዘመትቲ ኮሪያ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ዘኹርዕ ቃልሲ ኢትዮጵያውያን ዘመትቲ ኮሪያ ክብሩ ተሓሊዩ ንትውልዲ ክመሓላለፍ እቲ ሓወልቲ ዘመትቲ ንታሪኹ ብዝምጥን መልክዑ ሕድሳት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያት ብምምዝታይ ኣብ ምርድዳእ በፂሖም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዑደት ገይሮም፡፡ ድሕሪ እቲ ዑደት ምስ ዋና ፈፃሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ዓብዪ ዘበናዊ ከተማ (ስማርት ሲቲ) ዑደት ገይሮም። እዚ ድማ ንስራሕቲ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ዝኸውን ተሞክሮ ናይ ምቕሳም ተግባር ኣካል ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ተስፋ ዝግበረላ ሃገር ኮይና ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይግመትን ኣፀጋሚን ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚ ዓለም ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ይኹን ኣብቲ ዞባ ተስፋ ዝግበረላ ሃገር እናኾነት ምምፃኣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ወርሒ መንግስቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናምን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናም ጄነራል ሉዎንግ ኩዎንግን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ትራን ታንህ ማንን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶሻሊስት ሪፐብሊክ ቬይትናም ዝገብሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…