ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ናይ ወረቐት ሎተሪታት ብተወሳኺ ብዲጂታል መልክዕ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተሰናደአ ፈላማ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ ኢትዮጵያ፣ ኣገልግሎት ሎተሪ ኢትዮጵያን ሶፍትዌር ሶሉሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለው – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ዝተመሓየሸ ኣፈፃፀም እናዝገቡ ምዃኖም ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤላሩስ ማክሲም ሪዚሄንኮቭ ኣብ ክልተኣዊ ማዕቀፍ ስራሕ ብምጥማት ዘቲየን፡፡ እቲ ክልተኣዊ ማዕቐፍ ስራሕ፤ ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ – ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ንምዝማንን መፍረያይነት ንምድንፋዕን ዘኽእል ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ተጀሚሩ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብትሑት እቶት ዝመሓደሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ፡፡ መንግስቱ ፌዴራል ዝመደቦ ልዕሊ 670 ሚሊየን ብር በጀት ናብ ተግባር ዝኣተወ እቲ ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ታኻሉ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ዝሐሸ ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሳልሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ኣኼባ ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሳልሳይ ኣኼባ ፌዴሬሽን ዓመታዊን ዓለም ለኸን ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)÷ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ብየዳ ኣፍሪካ መሐመድ ኣብደል-ኣሊም (ፕ/ር)ን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ታሪኻ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝሕግዝ ዘተ ኣካይደን፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ብራዚል ጆዜ ሙሲዮ ሞንቴሮ ፊልሆ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ዓመታዊ ትልሚታት ንምዕዋት ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ቐንዲ ቐንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ፥ ኣብ ቀፃሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ነቶም ሚኒስትር…