Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

ሊቨርፑል እንትትዕወት ቼልሲ ነጥቢ ተኻፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 32 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ኣንፊልድ ንዌስትሃም ዘተኣናገደተረ ሊቨርፑል 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ቨርጅል ቫን ዳይክን እንተመዝግቡ፥ ብሕታዊት ሸቶ ዌስትሃም ድማ ኣንዲ ሮበርትሰን ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ…

3 ሺሕን 367 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 367 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዝተገበሩ ትሽዓተ በረራታት ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ…

3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ተበፂሑ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ኢትዮጵያ እናተገበረ ብዝነበረ ድርድር ብብርኪ መምርሒ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ፤ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ሳልሳይ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊባ – ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ቱሪዝም ልዑል ውፅኢት ከምዘመዝገበት ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። ትማሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት…

ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ 4 ኪሎ ዘሎ መገዲ በዓል ክልተ ኣንፈት ዝነበረ መገዲ ብሓደ ኣንፈት ክኸውን ስለዝተገበረ ኣሽከርከርቲ ብደምቢ ምትሕልላፍ ከይቕፅዑ ጥንቃቄ ንኽገብሩ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ መገዲ በዓል ሓደ ኣንፈት ክኸውን…

ርእሰ ምምሕዳር ታደሰ ወረደ ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ማሕለኻታትን ፀገማትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን እቲ ማሕበረሰብ ተዛቲዮም። ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘለውዎም ቁልፊ ፀገማትን…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ስሑል ሽረን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ኣብ ምውራድ ሓደጋ ዝርከባ ክልቲአን ጋንታታ ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ ጥዑመልሳን ሃ/ሚካኤል ንስሑል ሽረ ከምኡ እውን…

በዓል ሆሳእና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሆሳእና ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ በዓል ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም…

ዕዳ ወፃኢ ምስ ጂዲፒ ዘለዎ ቁጠባዊ ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሽ ኣሰራርሓ ሸርፊ ወፃኢ ምዝርግሑ ናብ ወፃኢ ዝልኣኽ ሸርፊ ወፃኢ ንኽውስኽ ብምግባር ሃገርና ዕቑር ሸርፊ ወፃኢ ኽውስኽ ምኽኣሉ ተገሊፁ። ሎሚ ንግሆ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓት ኣዋርሕ ምክያድ…

ርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝተፈላለዩ ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት፦ 1.ኣይተ ያሲን ኣብዱላሂ :- ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ ነባት መሓመድ :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ዶ/ር ኣብዲ…