ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ፓርላማ ኢትዮ- ፓኪስታን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢስላም አባድ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጉጅለ ኣብቲ እዋን ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ብዝጠልቦ መጠን ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶር) ኣገንዚቦም፡፡ “ዕላማ ተኮር ኮሙዪኒኬሽን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት እናተውሃበ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ክልላት 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣብቲ ሚኒስቴር ጉዲሳ ኣሰፋ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ስፓርት ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፃዊ ተፃዋታይ መስመር ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ፡፡ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ እዋን እቲ ፊርማ ብዙሕ ዓበይቲ ፅዋዓት ብሓደ ኮይንና ከምንስዕር ስለዝኣምን ፈሪመ ክብል ተዛሪቡ፡፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ድጋፎም ከሐይሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ርክብ ዝተፈለየ ትኹረት ከምዝህብ ምክትል ዋና ፀሓፊ እቲ ሕብረት ሳይመን ሞርዱ ኣረጋጊፆም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሳይመን ሞርዱ ተዛዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ሚኒስትሮም ገይሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ከይዲ ህንፀት ሞዴል መናሃርያ ቃሊቲ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን ሚኒስር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ ዘበናዊ ሞዴል መናሃሪያ ሃገር ኣቋፂ ትራንስፖርት ህዝቢ ቃሊቲ ተዓዚቦም፡፡ እቲ መናሃሪያ ኣብ ሰዓት 120…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ስምምዕነት ከቲሙ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገዲ ዜድ-400 ዝተብሃሉ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ምስ ሳፍራን ዝተብሃለ ኣፍራይ ኩባንያ ናውቲ ኣውሮፕላን ስምምዕነት ምኽታሙ ገሊፁ፡፡ በቲ ስምምዕነት መሰረት እቲ ኩባንያ ንመገዲ ኣየር ሸሞንተ ኣብ ቦይንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ኢንዱስትሪ ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይረን mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ግሩፕን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኦሙኔሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ሆሚቾ ዑደት ገይረን፡፡ ኣብ ዑደተን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተጀመሩ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ተዘዋዊረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ብዕሊ ስራሖም ጀሚሮም፡፡ ግዝያዊ ካቢኔ እቲ ክልል ሎሚ ዝተኻየደ እንትኾን÷ ሌ/ጀነራል ታደሰ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ዝስርሑ ዕማማት ኣንፈት መምርሕን ሂቦም። ኣብ ቀፃሊ…