ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካናዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር እናሰርሐት ምዃና ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ካናዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጆሽዋ ታባንን ፍሉይ ልኡኽ ካናዳ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ቤንማርክ ዴንዴርን ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ታሪኻዊ ርክብ ኢትዮጵያን ካናዳን ብዝበለፀ ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንላዕለዋይ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ተሞክሮ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣካፊለን። 49 ኣባላት ዘካተተ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዑደት ስራሕ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡ መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን ሓድነታ ዝተጠናኸረት ሃገር ኣብ ምህናፅ እጃሞም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኮሙኒኬሽን ሓድነታ ዝተጠናኸረት ሃገር ኣብ ምህናፅ ዘለዎም ግደ ዕዙዝ ስለዝኾነ ነዚ ነኸጠናኽሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ሚኒስትር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዕዋት ይስራሕ ኣሎ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዕዋት እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣብ ብሄራዊ ዘተ ኮሚቴ ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ዝኾኑ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰለስተ ክልላት ዝትግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ዝርከባ 18 ወረዳታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ተንቀሳቃሲ ክሊኒክ ሕክምናን ስነ-ምግቢን መርሃ ግብሪ ምጅማር ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሁሪያ ዓሊ÷ እቲ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክብሪን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ክተፋልጥ እያ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ባህሊ ክብሪታትን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ”ባህሊ ድልድል ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ከተፋልጥ ምዃና ተገሊፁ፡፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ዓበይቲ ባህላዊ ክብርታት፣ ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፉ ቃልስና ነሕይል – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)አይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፍ ዝግበር ቃልሲ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ንክልተ ዓመት ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል እምነት ብብዙሓት ኣካላት ዝተኣመነ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ስነ ስርዓት ርኽክብ…