ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ከምተጠናኽር ገሊፃ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ኣሚን ኦሃና ተዛትዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ኡዝቤኪስታን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 መድረኽ ሕብረት ኢንተር ፓርላሜንታሪ ጎና ጎኒ እዩ ተኻይዱ፡፡ ኣቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሜጀር ጄኔራል ዳሂሩ ሳኑሲ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሓይሊ ምክልኻል ናይጄሪያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሩ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ኣስቴር ዳዊት፥ ድሕንነት ሳይበር ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንህዝቢታት ደቡብ ሱዳን ትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ቤንጃሚን ቦል ሜልን ካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ሒዞምዎ ዝመፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ንመንግስቲ ዋላ ሓንቲ ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን! Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮዽያ ኣብዚ በጀት ዓመት ይኹን ቅድሚኡ ንመንግስቲ ዝኾነ ይኹን ብር ኣለቂሑ ኣይፈልጥን ክብል ገሊፁ፡፡ እቲ ባንኪ ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መንግስቲ ካብ ባንኪታት ንግዲ ውሽጢ ሃገር (ብወገን ብሄራዊ ባንኪ ንመሸጣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ኩባንያታት ቻይና ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኩባንያታት ቻይና ኣብ ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ናፃ ንግዲ ቀጣና ዘለዎም ተሳትፎ ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ኣብ ጅማ ፍሉይ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኢንዱስትሪ ንምግባር ፈጠራ ናይ ምብርትታዕን ኣፍረይቲ ምድጋፍን ስራሕ ይስራሕ አሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኢንዱስትሪ ንምግባር ፈጠራ ምብርትታዕን ኣፍረይቲ ናይ ምድጋፍን ስራሕ እናተኻየደ ይርከብ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኦ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 272 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 272 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ምትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍለጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 18 ክሳብ 25 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ኣታዊን 84 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ወፃኢን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ ወሲኹ ተባሂሉ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሕማም ንፍዮ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ መፂኡ ተባሂሉ፡፡ እቲ ሕማም ኣብ ግዝኣት ምዕራብ ቴክሳስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት ህይወት ሓደ ቆልዓ ምሕላፉ ቢቢሲ ዘዘካኸረ እንትኾን÷ኣብዚ ሕዚ እዋን እውን ሓደ ቆልዓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ምዝማን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)ገሊፆም፡፡ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና ክእለት ልምዓት ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣረኪቡ mizan mekonen Apr 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣረኪቡ፡፡ እተን ትራክተራት ዝተረከቡ ሓረስቶት፣ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶን ብዓቖሩዎ መሰረትን ምዃኑ…