ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንክሰርሓ ተሰማሚዐን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢንተርናሽናል ከሊፋ ቴምር አዋርድን ሕርሻ ኢኖቬሽንን ኣብዱላሃብ ዘይድ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተዋደደ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ን5 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ መንግስቲ ዴንማርክ ብምትሕብባር ዕላዊ…
ስፓርት ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ መዓልቲ ዓወት ሩሲያ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምእዋጆም ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህለን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ኣብ ዓውዲ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ብዝሃ ባህሊን ታሪካዊት ሃገርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ትምህርቲ፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ሚኒስተራት ስራሕን ክእለትን ምስ ኣፍሪካ ብሬይንስ ብምትሕብባበር ዘሰናድእዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመሸጣ መፅሓፍ “የመደመርትውልድ” እናተሃነፀ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብ ቀረባ እዋን ንምዝዛም ርብርብ ይግባር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝኾነ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብዝርከብ ኣታዊ ኣብ ምምሕዳር ድሬዳዋ እናተሃነፀ ዝርከብ ቤተ መፃፍቲ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ እቲ ቤተ-መፃሕፍቲ ባህሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ምክያድ ጀሚሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ኣፍሪካ-ኢራን ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Apr 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቴህራን እናተኻየደ ዝርካብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ኢራንን ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ብቐንዲ ኣብ ሞንጎ ኢራንን ኣፍሪካን ዘሎ ኢንዱስትሪ፣ ንግድን የኢቨስትመንትን ምትእስሳር ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ምክትል ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ምክትል ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ናይጄል ክላርክ ተዛቲዩ። ኣብ ኣፈፃፅማ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብምጥማት ዝተዛተዩ…