Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

መዝበጢን መጫጨፊን እኽሊ ማሽን ዝሰርሐ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታምራት ኣለሙ ዝሰርሓ እዛ ማሽን ዝተፈላለዩ ዝራእቲ ንምዝባጥን ንምጭጫፍን ትውዕል ኢያ። እታ ማሽን ዝራእቲ ኣገዳ ብርዒን ብዝግባእ ንምዝባጥ ከምተገልግል ታምራት ኣለሙ ገሊፁ፡፡ እታ ማሽን ወፃኢ ቆጣቢትን ፀገም ፈታሒትን ካብ ምዃና ብተወሳኺ…

ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ በልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝመፅአሉ ሻውዓይ…

ካብ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 366 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋረሕ ካብ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 366 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ገብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም። “ሆርቲካልቸር ንዘላቒ ሃገራዊ ሸቶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ሆርቲካልቸር ኣብ ኣዳራሽ…

ፍሪያታት ለውጢ ዝኾኑ ገዘፍቲ ልምዓታት ብርኪ ናብራ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ‘ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት’ ብዝተገበረ ዝተዋደደ ርብርብ በቢከባቢኡ ዝተሃነፁ ፍሪያታት ለውጢ ዝኾኑ ገዘፍቲ ልምዓታት ብርኪ ናብራ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፅባቐ ኣዲስ ኣበባን ኢትዮጵያን…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢድ ዝኣትወሉ ስርዓት ዘመሓይሽ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ክልላት ኢዱ ዘእትወሉ ስርዓት ንምድንጋግ ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ኣዋጅ ክሳብ ሕዚ ኣብ ስራሕ ዝነበረ ኣዋጅ ቁፅሪ 359/…

ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈንድ ልምዓት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህነፅ ሓዱሽ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ክሳተፍ ከምዝደሊ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ዩ ዡሮይ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባር…