ኣብከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ተግባር ገበን ብልዑል ብርኩ እናነከየ ከምዝመፅአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተኻየደ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ተግባር ገበን ብልዑል ብርኩ እናነከየ ከምዝመፅአ ተገሊፁ፡፡
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ኣፖሊስ ዲስ ኣበባን ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጊሙ።
ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት…