ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ንምዕባይ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ደረጃ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ከምኡ እውን ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ገፀር ሽፋኑ ንምዕባይ ምስ ሃገር ቦቖል ኣፍረይቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምዃን እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዑደት ይገብሩ ኣለው mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መቀመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ልዕሊ 20 ሃገራት ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ ኣብ ዑደት፤ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓቕሚ ቱሪዝም ብዝምልከት ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ገለፃ…
ቢዝነስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡ ብፍሉይ ትሑት ኣፍረይቲ ወርቂ፣ ብኣዘዋወርቲን ብኩባንያታት ዝፈረየ 3 ሺሕን 170 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት የዕበዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ኣቢሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት ክውስኽ ከምዝገበሩ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ክልል ኣብ ቀረባ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኸውን እዩ – ሞሰስ ቪላካቲን mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕርሻ፣ ልምዓት ገጠር፣ ኢኮኖሚ ዘላቒን ልምዓትን ዩኒየን ኣፍሪካ ሞሰስ ቪላካቲን ዘትዮም፡፡ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ለውጢ እናመዝገበት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ምስ ምክትል ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ኮሚቴ ፖለቲካዊ ኣማኻሪን ኣቦ ወንበር ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ኣይ ኤም ኤፍን ባንኪ ዓለምን ዉፅኢታዊ ዘተ ኣካይዱ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ኣሚት ዳርን ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (አይ ኤም ኤፍ)ን ኣብ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ውፅታዊ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ክልቲኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመሃሮን መምህራንን ዝሰርሕዎ ፈጠራ ስራሕ ናብ ዝተመሓየሸ ብርኪ ንክበፅሕ ደገፍ ክግበር እዩ -ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረከባሉ መበል 10ይ ብብርኪ ከተማ ተመሃሮን መምህራንን ስራሕ ፈጠራ ሳይንስ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢት"ዕውት ፈጠራ ስራሕ ንትጉህ ወለዶ ብልፅግና ሃገር " ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ አብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንሰብሃፍቲ ቻይናውን ምችውቲ እያ -ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ አብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንሰብሃፍቲ ቻይናውያን ምችውቲ ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ምክትል ኣቦ ወንበር ብሄራዊ ኣማኻሪ ኮሚቴ ፖለቲካ ህዝቢ ቻይናን ኣቦ ወንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ዘኽእሉ ተግባራት እናተካየዱ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሳልሳይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ…