ስፓርት ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን። ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ…
ስፓርት ልዑል ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ኢንተር ሚላን ምስ ፒኤስጂ ኣብ ሙኒክ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያዝ ኣሬና ጣልያናዊት ጋንታ ኢንተርሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ጀርመን ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያንዝ አሬና ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ሓቲቶም። ፍርያት ድንሽ ካብ ኢኮኖሚያዊ ረብሑኡ ሓሊፉ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተመራመርቲ ዓውዲ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ መዓልቲ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል 2ይ መዓልቲ ውዕሎኡ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብ ሸውዓተ ጉጅለ ተኸፋፊሎም ትማሊ ኣብ ኣጀንዳ ሓሳባቶም እናዘተዩ ዝነበሩ ተዛተይቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ብኣባላት ጉጅለኦም ዝተኣኻኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ደሴ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽበረላ ከተማ ደሴ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን፡፡ ኣብ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ሙዚየም ኣይተ ኣንዷለም ግርማይ ከምዝገለፁዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ መንግስቲቲ ብዝሃቦ ፍሉይ ትኹረት ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ስፓርት ስሑል ሽረ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወሪዳ Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምስ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተራኸበት ጋንታ ስሑል ሽረ 1 ን 0 ስለዝተሰዓረት ካብ ውድድር እቲ ሊግ ምውራዳ ኣረጋጊፃ፡፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ፍፁም ጥላሁን ድሕሪ ዕረፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተክርስቲያን ኣብታ ከተማ ንዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ንዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብፁኣን ኣቦታት፡፡ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ዝበፅሐሉ ኣኒሜሽንን ስራሕቲ ፊልምን 2Dን 3Dን ብስፍሓት ምጥቃም ይግባእ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዓለም ዝበፅሐሉ ኣኒሜሽንን ስራሕቲ ፊልምን 2Dን 3Dን ብስፍሓት ከይዲ ኣሰራርሓ ዘበናዊ ፊልም ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ስልጠና ‘ኢማጂንግ ኣኒሜሽን ሚዲያ’ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ እቲ…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ኣፈሪሙ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ከምዘፈረሞ ግልፂ ገይሩ። ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብዚ ውድድር ዓመት ካብ ሊቨርፑል ንምልቃቕ ምውሳኑ ቅድሚ ሰሙናት ምግላፁ ይዝከር። ኣብ ሓዱሽ ክለብን ዝተፈለየ ቦታን ንባዕሉ ንምፍታሽ ብምድላዩ…