ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘ ፓርቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሩ ዝተፈለየ ኣተሓሳስባ ዘለዎን ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘን ብሕታዊ ፓርቲ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ…